top of page


Email: contact@thebrightinvestors.com Call us! : + 251947611111
Property Description
ኣብዚ ዘርፊ ናይ ዓመታት ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያታት ተሓጊዝና Luxury ዝበሃል ዘመናዊ፡ ኹሉ ዘማልአ ካብ ስቱድዮ ክሳብ በዓል 3 መደቀሲ ኣፓርትመንት ኣብ ምስራሕ ንርከብ። ቕድምያ ኽፍሊት 15% ጥራሕ እዩ። ልዕሊ ኹሉ ድሌት ዓማዊልና ነማልእ። እዚ መንበሪ ኣፓርትመንት ንናብራ ምችው ኣየር ኣብ ዘለወሉ ከባቢ ስራዋት ካብ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝኸይድ ሰፊሕ ኣስፋልት ኣብ ጥቕኡ ዘሎ(ትሕቲ 100 ሜትሮ)፣ ናብ ዓዲ ሽንድሑን ዝውስድ ሰፊሕ ኣስፋልት(ትሕቲ 50 ሜትሮ)፣ ኢንዳስትርያል ፓርክ ኣብ ቐረባ፣ ንክተካርዮ ወይ ገስት ሃውስ ንክትገብሮ ዝምቹ ፣ ንክትነብረሉ ምችው፣ ፅባሕ ንክትሸጦ ብዙሕ ተትርፈሉ፣ ገስት ሃውስ ወይ Airbnb ክገብሮ ንዝደሊ ብራይት ኢንቨስተርስ ዝተማልአ ቴክኖሎጂ ስለዝጥቀም ሙሉእ ሓገዝ ንገብር።
Contact Agent
Property Details
Property Type
ኣፓርትመንት
Bedrooms
1
Bathrooms
Size
Floors
Year Built
Property Location
መቐለ
bottom of page