ኣብ ሪል እስቴት ዘርፊ ናይ ዓመታት ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያታት ተሓጊዝና Luxury ዝበሃል ዘመናዊ፡ ኹሉ ዘማልአ ካብ ስቱድዮ ክሳብ በዓል 3 መደቀሲ ኣፓርትመንት ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ዝውዳእ ኣብ ምስራሕ ንርከብ። ካብ 400,000 ብር ጥራሕ ቕድመ ክፍሊት ጀሚሩ፣ 85% ናይ ባዕልና/ባንኪ ልቓሕ ዝተመቻቸወሉ። ናይ ንግዲ ቦታ፣ ካብ ስቱድዮ ክሳብ በዓል 3 መደቀሲ ኣፓርትመንት ዘለዎ። ልዕሊ ኹሉ ድሌት ዓማዊልና ነማልእ። እዚ መንበሪ ኣፓርትመንት ንናብራ ምችው ኣየር ኣብ ዘለወሉ ከባቢ ስራዋት ካብ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝኸይድ ሰፊሕ ኣስፋልት ኣብ ጥቕኡ ዘሎ(ትሕቲ 100 ሜትሮ)፣ ናብ ዓዲ ሽንድሑን ዝውስድ ሰፊሕ ኣስፋልት(ትሕቲ 50 ሜትሮ)፣ ኢንዳስትርያል ፓርክ ኣብ ቐረባ፣ ኣካሪኻ ወይ ገስት ሃውስ ጌርኻ እተትርፈሉ፣ ንክትነብረሉ ምችው፣ ፅባሕ ንክትሸጦ ብዙሕ እተትርፈሉ። ገስት ሃውስ ወይ Airbnb ክገብሮ ንዝደሊ ብራይት ኢንቨስተርስ ዝተማልአ ቴክኖሎጂ ስለዝጥቀም ኣብ ምክራይን ማኔጅመንትን ሙሉእ ሓገዝ ንገብር።
ብተወሳኺ፡
• እኹል ናይ ሓባር ፓርኪንግ
• ናይ ሓባር ቴራስ/common Area
• ናይ ከርሰ ምድሪ ማይ
• ዘመናዊ ሊፍት
• ጋርቤጅ ሹተር
• ዘመናዊ ዕዳጋ ዘካተተን እዩ፡፡
ፈጢኖም ብምምፃእ ናይቲ ምንካይ ዋጋ ተጠቃሚ ይኹኑ፡፡ደውሉ፡ 0947 61 11 11 / 0948 16 00 00
ዋሳፕ፡ https://wa.me/251948160000
https://wa.me/251947611111
ቴለግራም፡ 0947 61 11 11 / 0948 16 00 00
top of page

Email: contact@thebrightinvestors.com Call us! : + 251947611111
bottom of page
