top of page

ኢሜል: contact@thebrightinvestors.com ደዉሉልና! : +251947611111 / +251948160000

Building Homes
ገዛውቲ ምስራሕ


ኣብዚ ዘርፊ ዘለና ናይ ዓመታት ልምዲ ብዘለዉና ሰብ ሞያታት ተሓጊዝና ኣብ ነፍሲ ወከፍ እንሃንፆ ገዛ ዘይሃስስ ዓሻራ ብምቕማጥ ኣብ ዕብየት ዓድና ንረባረብ። እዚ ኣካል ፕሮጀክት ንብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብና ካብ መዓልታዊ ሰራሕተኛ ጀሚሩ ክሳብ ኢንቨስተራት ብዙሕ ስራሕ ዕድል ዝፈጥር እዩ። ካብ ምጅማር ክሳብ ምዝዛም ሓደ ቪላ ወይ ኣፓርትመንት ኣርኪተክተራት፣ መሃንዲሳትን ካልኦት ክኢላታትን ዝሳተፉሉ እንትኸውን ሙሉእ ጽንዓትን በጀትን ተገይርሉ ጊዜ ዘይስዕሮ ፅባቐን ጽሬትን ኣማሊእና ንሰርሕ።

bottom of page