ገዛ
ኢንቨስትመንት
ዝሽወጥ መሬትን ገዛን
ህንፀት ኣባይቲ
ውሽጣዊ ጽባቐ ገዛ
ብዛዕባና
MY ACCOUNT
Blog
Members
More
ምምልኻዕ ውሽጣዊ ገዛ
ውሽጣዊ ጽባቐ ገዛውቲ ናብ ምልኩዕን ምቾትን ዘለዎ ኣቀማምጣ ንቕይሮም። ከም ዉፉይ ናይ ውሽጣዊ ዲዛይን መሻርኽትኩም መጠን ንፅባቐ ዘለና ፍቐሪ ንዝርዝር ነገራት ፍሉይ ኣቃልቦ ብምሃብ ስብእናኩምን ባህግታትኩምን ዘንፀባረቕ ድዛይን ንሰርሕ።