top of page

ኢሜል: contact@thebrightinvestors.com ደዉሉልና! : +251947611111 / +251948160000

Investment
ኢንቨስትመንት
ፋይናንሳዊ ዓወት ጉዕዞ ምዃኑ ንርዳእ ፣ ስትራተጂካዊ investment(ወፍሪ) ድማ ናብ ዕላማኻ ዝመርሐካ ኮምፓስ እዩ። ምትእምማን ሰረት ናይቲ ምስ ዓማዊልና ዘሎ ርክብ እዩ።ኣብ ብራይት ኢንቨስተርስ ግሩፕ ኣብ ኩሉ መዳያት ኣገልግሎትና ግልፅነትን ተሓታትነተን ቀዳምነት ንህብ።ካብ መሓውር ክፍሊት ክሳብ ኣፈፃፅማ ኢንቨስትመነት ብዛዕባ ፋይናንሳዊ ጉዕዞኹም ንፁር ርድኢት ከምዘለኩም ነረጋግፅ።ዓወትኩም ዓወትና እዩ። ኣብ ምትእምማንን ቅንዕናን ዝተሃነፀ ሽረክነት ንምምዕባል ድማ ቃል ንኣቱ።

bottom of page