ሓደሽቲ ሓበሬታታት ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት
- Feb 1
- 1 min read
ካብ ዝነበረና ዋጋ ናይ ኣፓርትመንታትና ዓብይ ምንካይ ገይርና ኣለና። ብምኽንያት ምስ ካልኦት ኣሓት ድርጅታት ብምትሕብባርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኮንስትራክሽን ማተርያልስ ናብ ሳይትና ብበዝሒ ክነእቲ ብምክኣልናን እዩ፡፡ በቲ ዘለና ግዝያዊ ዋጋ ምቕናስ ዝርዝር ኩሎም እንሃንፆም ዘለና መንበርታትን ናይ ንግዲ ማእኸላትን ነዚ ዝስዕብ ይመስል።
ሱፐር ማርኬት- ካብ 151,532 ብር ጀሚሩ
ስቱድዮ - ካብ 249,635 ብር ጀሚሩ
በዓል ሓደ መደቀሲ - ካብ 279,476 ብር ጀሚሩ
በዓል ክልተ መደቀሲ - ካብ 381,410 ብር ጀሚሩ
በዓል ሰለስተ መደቀሲ - ካብ 499,670 ብር ጀሚሩ
እዚ ናይ ዋጋ ምንካይ ንሓፂር እዋን ዝፀንሕ ስለዝኾነ ቀልጢፎም ናይዚ ዕድል ተጠቃሚ ይኹኑ፡፡ ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ ስልኪ ቑፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡ ወይ ድማ ፣ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡
ኣድራሻና፡ መቐለ ጥቓ ኣብርሃ ካስትል ሳሌም ጥላሁን ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 206. ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ስራሕና ተኸታተሉ
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Facebook፡ Bright Investors - ብራይት
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
Mobile app for Android፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
#RealEstateInvestment #MekelleProperty #BrightFuture #ApartmentBuilding #LuxuryLiving #SmartInvestment #ModernAmenities #InvestInMekelle
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!
Comments