ሓዱሽ ብስራት ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ
- Apr 24
- 1 min read
ከምዝፍለጥ ትካልና ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት ብዝተፈላለዩ ሜላታት ኣከፋፍላ ዘመናዊ መንበርን ናይ ንግዲ ማእኸላትን ኣብ ምሻጥ ይርከብ። ሐዚ ድማ ዝነበርኹም ሕቶታት ብምምላስ 10% ጥራሕ ቕድመ ክፍሊት ብምፍፃም እቲ ዝተረፈ ብናይ ነዊሕ እዋን ተመላሲ ልቓሕ ዝኽፈለሉ ዕድል ኣጠዓዒምና ኣለና። በዚ መሰረት ድሕሪ 2 ዓመት ሰሪሕና ኣብ እነረክበኩም መንበርን ናይ ንግዲ ማእኸልን እናነበርኹም ዝተረፈ ማለት እውን 90% ናይ ጠቕላላ ዋጋ ካብ 4 ክሳብ 8 ዓመት እትኸፍልዎ ይኸውን።
ቐዲምኹም ብምምፃእ ናይዚ ዕድል ተጠቀምቲ ክትኾኑ ነተሓሳስብ።
ርሑስ ቕንያት በዓል
0947611111
0948160000
ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!