መልእኽቲ ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት
እዚ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ብፅፈት እንሃንፆ ዘለና ናይ መጀመርታ ሳይትና ዘለዎ መንበርን ናይ ንግዲ ማእኸልን ውስን ስለዝኾነን ዝገበርናዮ ዋጋ ምንካይ እውን ንብዙሕ ግዜ ስለዘይፀንሕን ክትዕድጉ እትደልዩ ዓማዊልና ግዜ ከይወሰድኹም እቲ 10% ጥራሕ ኸፊልኩም ቐልጢፍኹም ውዕሊ ክትኣስሩ ነተሓሳስብ። ሓንሳብ ውዕሊ ምስ ኣሰርኩም ድሕሪኡ ናይቲ ገዛ ዋጋ ክንዲ ዝደለዮ ይወስኽ ናይ ዋጋ ለውጢ ስለዘይንገብር እዚ ዕድል ከየምልጠኩም። ብሕልፊ ኣብ ወፃኢ እትነብሩ ድያስፖራ ተጋሩ ብቕርሺ ሒሳብ ውዕሊ ስለትዓፅዉ ድሕሪ ውዕሊ ናይ ሸርፊ ለውጢ ኣብ ዝህልወሉ ተጠቀምቲ ከምዝኾንኹም ልቢ በሉ።
መተሓሳሰቢ፡ ብራይት ኢንቨስተርስ ናይ ባዕሉ ሕጋዊ መሬት ዓዲጉ ብዝኸኣሎ ሕብረተሰብ ንምጥቃም ብውልቀሰባት ዝተመስረተ ናይ ትርፊ ትካል እምበር ምስ መንግስቲ ዘራኽብ የብሉን። ኹሉ ዘድሊ መለክዕታት ስለዘማልአ ግን ሕጋውነትን ናይ ሪል እስቴት መልመዓይን ፍቓድ ካብ መንግስቲ ረኺቡ፣ ዝሃንፆ ህንፃ ድማ ብፅሬት እቲ መለክዒ ኣማሊኡ ይስራሕ ከምዘሎ መንግስታዊ ኣካል ይከታተሎ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብስልኪ ቑፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
MobileappforAndroid፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!




Comments