ምምላእ ጫማ ብራይት ሆምስ - pouring the foundation footing of Bright Homes
- Jul 28, 2024
- 1 min read
ብራይት ኢንቨስተርስ ናይ ፅባሕ መንበሪና ንዝኾነ ብራይት ሆምስ ምምላእ ጫማ ኣካይዱ ኣሎ’ሞ ዝስዕብ ሊንክ ኣቲኹም እንታይ ይመስል ከምዝነበረ ተኸታተሉ። ኣብዚ ሕልምን ጋህድን ዓማዊልና ንምርኻብ ቐትርን ለይትን ኢልና ብፅሬት ንሰርሖ ዘለና መንበርን ናይ ንግዲ ማእኸልን ዘማልአ ህንፃ ግራውንድ ናይ መኪና ፓርኪንግ ዘለዎ እዩ። ኣነባብራ ዓማዊልና ምችውን ተመራፅን ንምግባር ቀዳማይን ካልኣይን ደብሪ ከም ሞል ወይ ድማ ናይ ንግዲ ማእኸል ኾይኑ ንከገልግል እዩ ይስራሕ ዘሎ።
እዚ ናይ ብራይት ኢንቨስተርስ ናይ መጀመርታ ፕሮጀክት ስለዝኾነ ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘማልአ ትሑት ዋጋ መንበርን ናይ ንግዲ ማእኸልን ኣብ ምሻጥ ንርከብ።
ኣድራሻና፡ ፊት ንፊት ኣብራሃ ካስትል ኣብ ዝርከብ ሳሌም ጥላሁን ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 206
ስልኪ ቑፅሪ፡ 09 47 61 11 11
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንዝሓሸ መፃኢ!



Comments