ምስ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት ደቨሎፕመንት ኣብ መቐለ ኢንቨስት ምግባር እንታይ ይረብሕ?
- Feb 16, 2025
- 1 min read
ኣብ ካብተን ማእኸል ኢኮኖምን ፖለቲካን ዝበሃላ ዓበይቲ ከተማታት ቕድሚት ትፅራሕን ብቕልጡፍ ብቕልጡፍ ትዓቢ ዘላን ከተማ ትርፋማ ዝኾነ ናይ ኢንቨስትመንት ዕድል ይደልዩ ‘ዶ? እምበኣር ከስ ብራይት ኢንቨስተርስ ኣብ ማእኸል መቐለ B+G+8 ንመንበሪን ንግድን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ንዓማዊልና እንተነቕርብ ብታሕጓስ ክንገልፅ ንፈቱ።
ንምንታይ ኣብ ብራይት ኢንቨስተርስ ገንዘቦም ኢንቨስት ይገብሩ ?
ወሳኒ ቦታ: ሳይትና ኣብ ንምንባርን ንግድን ምቾት ዘለዎ ኣቀማምጣ ይርከብ፣ ብቁጠባን መሰረተ ልምዓትን ዝዓቢ ዘሎ ከባቢ ምዃኑ።
ሕውስዋስ ኣጠቓቕማ ዲዛይን: መንበሪ ኣፓርታማታት ምስ ንግዳዊ ቦታታት የወሃህድ፣ እዚ ድማ ልዑል ናይ ዋጋ ምምላስ ይህብ።
ዘመናዊ መነባብሮ: ንዘመናዊ መነባብሮ ዝኸውን ዓለምለኻዊ ደረጃ ዘለዎ ምቹውነት:
1. ትሕቲ መሬት/ቤዝመንት ፓርኪንግ ንነበርቲ ውሑስን ሰፊሕን መዕረፊ መካይን።
2. ናይ ከርሰ ምድሪ ቀረብ ማይ: ዘተኣማምንን ዘላቕን ተበፃሕነት ማይ።
3. ስታንድባይ ጀነሬተር፡ ዘየቋርፅ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፡ 24/7።
4. ዘመናዊ ሊፍት
5. ዘመናዊ ጎሓፍ መጉሓፊ/garbage shooter: ፅሬትን ዝተመልኦን ፀገም ዘይብሉን።
6.ቴራስ ናይ ሓባር ቦታ: ንኽትዘናጋዕን ንዝተፈላለዩ ፕሮግራማትን ዝኸዉን ምዕሩግ ቦታ።
7. ምዕቡል ቴክኖሎጂታት፡ ንምቾት፡ ብቕዓትን ዘላቕነትን ዝተዳለወ፣ከምኡ ዉን ዝተማልአ መሰረት ልምዓት ዘለዎ እዩ።
ናይ ዕብየት ዓቕሚ፡ መቐለ ብቕልጡፍ ኣብ ምምዕባል እትርከብ ከተማ እያ፡ እዚ ድማ ንመፃኢ ኢንቨስት ንምግባር ግዚኡ ሐዚ እዩ።
ትካላዊ እምነት፡ ብራይት ኢንቨስተርስ ፅሬት ዘለዎም ፕሮጀክትታት ኣብ ግዚኦም ንምቕራብ ብተግባር ኣብ መሬት ወሪዱ ኣብ ሃይሃይታ ህንፀት ይርከብ።
ንምንታይ ሐዚ ኢንቨስት ይገብሩ?
ከተማ እንትዓቢ ናይ መንበርን መስርሕን ቦታታት ጠለብ ብጣዕሚ ስለዝውስኽ፣እዚ ሐዚ ሒዝናዮ መፂእና ዘለና ፕሮጀክት ግን ንዓማዊልና ዓብይ ናይ ኢንቨስትመንት ዕድል እዩ፣ኣብ ኽልቲኡ ናይ ሓፂር ግዘ መኽሰብን ናይ ነዊሕ ግዘ ዋጋ ክምልስ ዝኽእል ፕሮጀክት ‘ዩ።
ኣካል ናይ ዝዓበየ ነገር ንኹን
ኣብዚ ፕሮጀክት’ዚ ኢንቨስት ምግባር ብዛዕባ ፋይናንሳዊ ምምላስ ጥራይ ዘይኮነስ- ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ እጃሞም ምብርካትን ኣብ ዕብየት መቐለ ኣበርክቶ ምግባርን ’ዩ።
እዚ ዕድል ከየምልጠሎም።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ ስልኪ ቑፅሪ 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Facebook፡ Bright Investors - ብራይት
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
MobileappforAndroid፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!



Comments