🏢 ሪል እስቴት ንምግዛእ ሓሲቦም መዓዝ ክውዳእ ዝብል ስግኣት ይህልዎም ዶ?
- Mar 4, 2025
- 1 min read

🔑 ብራይት ሪል እስቴት ናይዚ መፍትሒ ሒዙ መፂኡ ኣሎ!
o አብ 2 ዓመትን 6 ወርሕን ምስ ሙሉእ ፊኒሺንግ ዝውዳእ
o ናይ ኮንስትራክሽን ስርሑ ልዕሊ 10% ዝበፅሐ
o ዘተኣማምን ዉዕሊ ዝፈራረሙሉ
o ከይዲ ህንፀቱ ናብ ሳይት ብምኻድ ይኹን አብ ዘለዉዎ ኮይኖም ብ ማሕበራዊ ሚድያ/ብ ድሕረ ገፅና ክከታተሉዎ ዝኽእሉ
o ምቹው ዝኾነ ብ 7 ዙር አከፋፍላ
• ብ 10% ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ
• እንተደሊዮም በቢ 4 ወርሒ
• ከም ዓቅሞም እውን በቢ ወርሑ ዝከፍሉሉ
• ጠቅላላ እንተኸፊሎም ድማ ፍሉይ ምንካይ ዝረኽብሉ
⌛ ቀልጢፎም ብምምፃእ ናይዚ ዕድል ተጠቃሚ ይኹኑ!
ብራይት ሒዙዎ መፂዩ ዘሎ ዘመናዊ አሰራርሓ ብዙሕ ዕድላት ስራሕ ዝፈጥርን ኣብ ዕቤት ትግራይን ሪል እስቴትን ናይ ባዕሉ እጃም ንምብርካትን እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብስልኪ ቑፅሪታት 📞 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
MobileappforAndroid፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!



Comments