ርሑስ በዓል ጥምቀት!
- Jan 18
- 1 min read

ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ በዓል ገዛ ናይ ሙዃን ባህጎም ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ ይርከቡ፡፡
ብራይት ኢንቨስተርስ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፍሉይ ቦታ ስራዋት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ናይ ንግድን መንበርን ኣፓርትመንት በዓል ልደትን ጥምቀትን ምኽንያት ብምግባር ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ 20% ምንካይ ዋጋ ምግባሩ ብታሕጓስ ክንገልፅ ንፈቱ፡፡
• ካብ ስቱድዮ ክሳብ በዓል 3 መደቀሲን ናይ ንግዲ ሱቕን ሓዊሱ ኩሎም ፅሬቶም ብዝሓለዉ ንብረታት ዝስርሑን ዘመናዊን ዘመኑ ዝጠልቦም መልክዕ ዝተላበሱን እዮም፡
ብተወሳኺ፡
• እኹል ናይ ሓባር ፓርኪንግ ዘለዎም፡፡
• ናይ ሓባር ቴራስ/common Area ዘለዎም፡፡
• ናይ ከርሰ ምድሪ ማይ
• ዘመናዊ ሊፍት
• ጋርቤጅ ሹተር
• ዘመናዊ ዕዳጋ ዘካተተን እዩ፡፡
ፈጢኖም ብምምፃእ ናይቲ ምንካይ ዋጋ ተጠቃሚ ይኹኑ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡
👉ኣድራሻና፡ መቐለ ጥቓ ኣብርሃ ካስትል ሳሌም ጥላሁን ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 206
👉ስ.ቁ፡ 0947 61-11-11 / 0948 16-00-00
በዞም ስልክታት ብምድዋል ብ ቴሌግራምን ዋሳፕን እውን ክረኽቡና ይኽእሉ ፡፡
ዋሳፕ፡ https://wa.me/251948160000
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና👇
Telegram፡ t.me/brightInvestors
📷
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
📷
Facebook፡ Bright Investors - ብራይት
📷
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
📷
Website፡ thebrightinvestors.com
📷
mobile app for Android፡ http://play.google.com/store/apps/details...
📷
mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
Comments