🏘ሰላም ክቡራት ዓማዊልና ብዛዕባ ብራይት ዝተወሰነ ሓበሬታ ክንህበኩም👇
- Feb 11, 2025
- 1 min read
ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት ብዓብዪ ቅናሽ ዘመናዊ ኣፓርትመንት (luxurious Apartment) ከምኡ’ውን ናይ ንግዲ ማእኸላት ንመሸጣ ኣቕሪብና ኢና፡፡ ሳይትና ኣብ ነፋሻማ ንምንባር ጥዑምን ተብሃግን ኣየር ዝግነየሉ መቐለ ስራዋት ይርከብ፡፡
ኣብዚ ኸዚ ሰዓት ሓደ ሰብ ገዛ ንምግዛእ መጀመርያ ናይቲ ገዛ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 10% ጥራሕ ቕድመ ክፍሊት ክኸፍል ይግባእ፡፡ ቐፂሉ ሕጋዊ ውዕል ይወዓዓል፡፡
ቀፃሊ ክፍሊት ዝኾን ብኸይዲ /ህንፀት መሰረት ገዝኦም እስካብ ዝርከቡ ዝኸፍልዎ ይኸውን፡፡
እዚ ድማ እቲ ደምበኛ ናይቲ ኣፓርትመንት ዋጋ ብዝወሰኸ ተጠቃሚ ይኸውን። ምኽንያቱ ድሕሪ ውዕሊ ናይቲ ኣፓርትመንት ዋጋ ኣብዝውስኸሉ ንሕና ንውስኾ ኽፍሊት ስለዘየለ። ቅድሚ ምስርሑ ዝኸፍሎ ኽፍሊት እውን የለን፡፡ ስለዚ ገዝኦም እስካብ ዝርከቡ ማለት ውን 2ተ ዓመትን 6 ወርሕን ጊዜ ውሽጢ ብጠቕላላ 7 ዙር ኸፊሎም ይውድኡ ማለት እዩ፡፡
ብዘይ ምንም ወለድ ኣብ ነዊሕ ጊዜ ብ 7ዙር ኣከፋፍላ ገዝኦም ይግዝኡ!!
ኣፓርትመንትና ዘማልኦም ነገራት
👉 ኣብ ቴራስ ኮመን ኤርያ ንዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዘገልግል
👉 ዘመናዊ ሊፍት
👉 ማይ ከርሰ ምድሪ
👉 እኹል ፓርኪንግ
👉 ጋርቤጅ ሹተር
👉 ኣውቶማቲክ ጀነሬተርን ዘማለአ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ ስልኪ ቁፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቐጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ
ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት እውን ይከኣል፡፡
ኣድራሻና፡ መቐለ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Facebook፡ https://www.facebook.com/brightinvestors
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
Mobile app for Android፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!



Comments