top of page
Search

ቀዲሙ ዝመፀ፣ቀዲሙ ተረባሒ ይኸዉን!

  • Apr 5
  • 1 min read

ቀዲሙ ዝመፀ፣ቀዲሙ ተረባሒ ይኸዉን!

ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት ፕሪምየም ኣፓርታማታት ኢንቨስት ንምግባር ግዚኡ ሐዚ እዩ!

 ንምንታይ ቀዲሞም ይዕድጉ ?

o ፍሉይ ምንካይ ዋጋ – ካብቶም ቀዳሞት ዓደግቲ ብምዃን ፍሉይ ምንካይ ዋጋ ተረባሒ ይኹኑ።

o ቀዳምነት ዝወሃቦ ቦታ ምምራፅ – ቀዲሞም ብምምፅእ ኣብ ዝደለይዎ(ደብሪ፣ብቕድሚት/ብድሕሪት) ቦታ ይምረፁ!

o ልዑል ናይ ኢንቨስትመንት ምምላስ – ፀኒሕካ ዳግማይ ብምሻጥ ካብቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዋጋ መኽሰብ ምርካብ!

 እዚ ወርቃዊ ዕድል’ዚ ከየምልጠኩም! ናይ ኢንቨስትመንትን ገዛን ሕልምኹም ግሁድ ግበሩ።

o ቐልጢፎም ይግዝኡ፣እቲ ምንካይ ዋጋ ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ እዩ።

o ኣብ ከይዲ ህንፀት ንርከብ።

 ሐዚ ርኸቡና:

ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብስልኪ ቑፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡

ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡

ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡

ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና

Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548

ብራይት ኢንቨስተርስ!

ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!

 
 
 

Comments


bottom of page