top of page
Search

ብራይት ኢንቨስተርስ ስርሕቲ ሪል እስቴት ብዕሊ ጀሚሩ Basement excavation and foundation(Bright Homes-Part 1)

  • Jul 18, 2024
  • 1 min read

ብራይት ኢንቨስተርስ ኹሉ ንኮንስትራክሽን ዘድሊ ዕጥቑ ኣማሊኡ ኣብ ናይ ዓድና ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ናይ ባዕሉ ዓሻራ ንምቕማጥ ስራሕቲ ካብ ዝጅምር ውዒሉ ሓዲሩ እዩ። እንሆ ድማ ቃል ብተግባር ናይ መጀመርያ ሳይት ብራይት ሆምስ ዃዕትን ሰረተን ጀሚሩ ኣሎ። ብራይት ኢንቨስተርስ ንግልፅነትን ተኣማንነትን ዝለዓለ ቦታ ስለዝህብ ኹሉ ከይዲ ስራሕቲ እናሰነደ ኣብዚ ገፅ ከቕርብ እዩ።

ናይ መጀመርታ ክፋል ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ተኸታተሉ


ብሩህ ኢንቨስትመንት ንዝሓሸ መፃኢ - ብራይት ኢንቨስተርስ


 
 
 

Comments


bottom of page