top of page
Search

🏢 ብራይት ኢንቨስተርስ አፓርትመንት

  • Apr 15
  • 1 min read


ቦታ ፦ ንምንባር ተመራፂ ፊት ንፊት ካብ ሓወልቲ ሰማእታት ናብ መቐለ ኢንዳስትርያል ፓርክ ዝወስድ ዓብይ መንገዲ

⿢ ኣብ ቐረብኡ ማእኸል ዕዳጋ ዘለዎ

⿣ ናብ ሰፋሕቲ/ዓበይቲ ናይ መስመር ኣስፋልታት ቐረባ።

⿤ ኣውቶማቲክ ጀነሬተር

⿥ ማይ ከርሰ ምድሪ

⿦ ናይ መኪና ፓርኪንግ

⿧ ሊፍት ዘለዎ

⿨ ዘመናዊ ዕዳጋ ዘካተተ


ንዝበለፀ ሓበሬታ ሳይትና ምጉብናይ ይከኣል እዩ።

ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡

📞 0947 61-11-11

📞 0948 16-00-00

በዞም ስልክታት ብቴለግራምን ዋሳፕን እውን ክረኽቡና ይኽእሉ።

ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና

Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548

ብራይት ኢንቨስተርስ!

ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!

 
 
 

Comments


bottom of page