top of page
Search

ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ዋጋ ምንካይ ተጠቀሚ ይኹኑ!

  • Feb 22, 2025
  • 1 min read

🏢ኣፓርትመንትና

👉  ንዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዘገልግል ቴራስ

👉  ዘመናዊ ሊፍት

👉  ማይ ከርሰ ምድሪ

👉  እኹል ፓርኪንግ

👉  ጋርቤጅ ሹተር

👉  ኣውቶማቲክ ጀነሬተርን ዘማለአ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ ስልኪ ቁፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቐጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ደውሉልና።

ወይ ድማ

ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡

ኣድራሻና፡ መቐለ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ።

ሳይትና ዝርከበሉ፡ ነፋሻማ፣ንምንባር ጥዑምን ተብሃግን ኣየር ዝግነየሉ መቐለ ስራዋት ካብ ዳ ጋብር ቤተ ክርስትያን ናብ ዓዲ ሽንድሑን ኣብ ዝወስድ ሓዱሽ ኣስፋልቲ




ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!

 
 
 

Comments


bottom of page