ንምንታይ ኢና ገንዘብና ኣብ ሪል እስቴት ኢንቨስት ንገብሮ ?
- Feb 15, 2025
- 1 min read
o ቀዋሚ ኣታዊ፦ ብክራይ ቀፃሊ ዘየቋርፅ ናይ ገንዘብ ኣታዊ እዩ ዘምፅእ።
o ነባሪ ሞሳ፦ ናይ ንብረት(ሪል እስቴት) ዋጋ ምስ ግዜ እናወሰኸ እዩ ዝኸይድ።
o ዝተፈላለዩ ጥቕምታት ፦ ብንእሽተይ ቅድመ ክፍሊት በዓል ገዛ ይገብሮም።
o ጭቡጥ ሃፍቲ፦ ዝርአን ዝድህሰስን ሃፍቲ ክትውንን ይገብር።
ናይ መጀመርታኹም ይኹን ልምዲ ይሃልይኹም ብዘየገድስ ኣብ ሪል እስቴት ኢንቨስት እትገብርሉ ኣጋጣሚ ግዚኡ ሐዚ እዩ።
ንዝኾነ ይኹን ብዛዕባ ሪል እስቴት ክትፈልጥዎ/ክትሓትዎ እትደልዩ ሓበሬታ መልሲ ክንህበኩም ቅሩባት ኢና።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ ስልኪ ቑፅሪ 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
MobileappforAndroid፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!



Comments