ኣብ ብሩህ መፃኢ ኢንቨስት ብምግባር መፃኢና ብሩህ ንግበር!
- Feb 7, 2025
- 2 min read
ኣብ ብሩህ መፃኢ ኢንቨስት ብምግባር መፃኢና ብሩህ ንግበር!
ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት ሓደ ካብ’ቲ ኣዝዩ ንምንባር ተሃራፊ ዝኾነ ቦታታት መቐለ ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ምቹውነትን ምዕቡልን ቴክኖሎጂ ዘወሃሀደ ፕሮጀክት ኢንቨስት ክትገብሩ ዝተመቻቸወ ዕድል እዩ። ስቱድዮ፡ በዓል 1 መደቀሲ ክፍሊ፡ በዓል 2 መደቀሲ ክፍሊ፡ ወይ በዓል 3 መደቀሲ ክፍሊ፣ ኣብ መሬት /ground floor ዝርከብ ናይ ዕዳጋ ቦታ እዉን ዘለዎ!
ንዘመናዊ መነባብሮ ዝኸውን ዓለምለኻዊ ደረጃ ዘለዎ ምቹውነት:
• ትሕቲ መሬት/ቤዝመንት ንነበርቲ ውሑስን ሰፊሕን መዕረፊ መካይን።
• ናይ ከርሰ ምድሪ ቀረብ ማይ: ዘተኣማምንን ዘላቕን ተበፃሕነት ማይ።
• ስታንድባይ ጀነሬተር፡ ዘየቋርፅ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፡ 24/7።
• ዘመናዊ ሊፍት:
• ጎሓፍ መጉሓፊ/garbage shooter: ፅሬትን ፀገም ዘይብሉን።
• ቴራስ ናይ ሓባር ቦታ: ንኽትዝናነን ንዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዝኸዉን ምዕሩግ ቦታ።
• ምዕቡል ቴክኖሎጂታት፡ ንምቾት፡ ብቕዓትን ዘላቕነትን ዝተዳለወ፣ከምኡ ዉን ዝተማልአ መሰረት ልምዓት ዘለዎ እዩ።
ንምንታይ ኣብዚ ፕሮጀክት ኢንቨስት ንገብር?
• ወሳኒ ቦታ: ኣብ ብፍጥነት ዝዓቢ ዘሎ ናይ መቐለ ናይ ከተማ ምዕባለ እዚ ቦታ ልዑል ተጠላቢነትን ልዑል ናይ ዋጋ ምውሳኽን ተኽእሎ ኣለዎ።
• ዝተፈላለየ ትልሚ ክፍሊት:
10% ጥራሕ ቅድመ ክፍሊት ኣብ እዋን ምፍራም ውዕሊ።
በብ 4 ወርሒ ዝኽፈል ናይቲ ፕሮጀክት ምዕባለ/ፕሮግረስ መሰረት ብምግባር፣ እዚ ድማ ንዓደግቲ ጥቕሙ ቅድሚ ምስርሑ ኣይከፍሉን ማለት እዩ፡፡
• ፕሮጀክ ዝዛዘመሉ ግዜ፡ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ውሽጢ 2 ዓመትን 6 ወርሕን ጥራሕ ክዛዘም እዩ፣ ከይተዛዘመ ኽፍሊት ኣይውዳእን። እዚ ድማ ን ኢንቨስትመንትካ/ዘዉፃእኻዮ ወፃኢ ብቕልጡፍ ክምለስ ብምግባር ኻልእ ተዓፃፃፊ ትርፊ ዝርከበሉ እዩ።
ብኸፊል ዝተወድአ ንዝዕድግ ቕድሚ ክልተ ዓመት ሰሪሕና ነረክቦ።
ኸዚ ይወስኑ – ውሱን ገዛታት/ቦታ ተሪፉና ኣሎ!
• እዚ ፕሮጀክት መፃኢኦም ብሩህ ንምግባር ንዝሓስቡ ውልቀሰባት ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ብራይት ኢንቨስተርስ መዳርግቲ ዘይብሉ ዓቕምን ኣገልግሎትን የቕርብ።
• ኣብ መፃኢ ኣብ መቐለ ገዛ ናይ ምዉናን ባህጊ አንተሃልይዎም እዚ ዕድል ከየምልጠሎም።ቀዲሞም ዝመፁ ዝሓሸ ተረባሕቲ ይኾኑ።
• ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ ስልኪ ቑፅሪ 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ
ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልካ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Facebook፡ https://www.facebook.com/brightinvestors
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
Mobile app for Android፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንተ ን ብሩህ መፃኢ!








Comments