ኣብ ብራይት ኢንቨስተርስ ካብ ኣባይቲ ንላዕሊ ንሃንፅ!ማሕበረሰብ ንሃንፅ!
- Mar 25, 2025
- 1 min read
ብራይት ኢንቨሰተርስ ሓደ ገዛ ካብ ብሎኬትን ሓፂንን ንላዕሊ ከም ዝዀነ ኢና ንኣምን። ገዛ እተፅልለሉ፣ ወሊድኻ እተዕብየሉ፣ ምስ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ጉርብትና ፈጢርኻ እትዛመደሉ፣ ማሕበራዊ ሂወት ብሓባር እተሕልፈሉ መሰረት ሂወት እዩ።
ነፍሲ ወከፍ እንሃንፆ ፕሮጀክት ብጥንቃቐ ዝተነደፈን ካብ ቦታ ኣትሒዙ ንምትእስሳር ሕብረተሰብ ከም ዝምቹ ተገይሩ ብጥንቃቐን ብፅንዓትን ንመፃኢ ኣብ ግምት ብምእታው ኢና ንሰርሖ ዘለና።
ስድራ ቤታት ዝዓብይሉ፣ ዕርክነት ዝዕምብበሉ ከምኡውን ትምኒት ህያው ዝዀነሉን ከባቢ ኽንፈጥር ምኽኣልና የሐብነና እዩ። ብሓባር ኮይንና ካብ ኣባይቲ ንላዕሊ ኢና እንሃንፅ ዘለና።
ኣብዚ ጕዕዞ እዚ ምሳና ኹኑ! ምሳና ዕበዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብስልኪ ቑፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
MobileappforAndroid፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!



Comments