ገንዘብካ ካብ ቑጠባዊ ቅልዉላው ኣድሕኖ-ኣብ ሪል ‘ስቴት ኢንቨስት ግበሮ፡ናይ መፃኢ ናብራኻ ዝሓሸ ንክኸዉን ሐዚ ወስን !
- Mar 15, 2025
- 1 min read
ብሰንኪ እቲ ኣብ ዓድና እናወሰኸ ዝከይድ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልዉላው እቲ ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ክንኪ/ዋጋ ክስእን እንከሎ ምርኣይ የድኽመካ/የሐመካ ድዩ?እምበኣር ከስ ስጉምቲ ትወስደሉ ግዘ ሐዚ እዩ! ኣብቲ ኣብ መቐለ ዝርከብ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት B+G+8 ሌግዠሪ ኣፓርትመንት ኢንቨስት ብምግባር ገንዘብካ ኣዕቅቦን ኣዕብዮን!
ኣብ ሪል እስተት ገንዘብ ተዉፅእ/ኢንቨስት ትገብር ንምንታይ እዩ?
ቁጠባዊ ቁልዉላው እናወሰኸ ክኸይድ ከሎ ዋጋ ንብረትካ/ሪል እስተት እዉን ከምኡ እዩ ዝዉስኽ።ኣብ ሌግዥሪ ኣፓርታማታትና ገንዘብኩም ኢንቨስት ምግባር ሃፍትኹም/ገንዘብኩም ይዕቅበልኩም ጥራይ እንተይኮነስ ኣብ ቀፃሊ ከም ዝዓቢ/ዝውስኽ እዉን የረጋግፅ።
ንሃብትካ ሓልዎ!
ገንዘብካ ክብላዕ/ዋጋ ክስእን ኣይትፍቀደሉ።ሪል እስተት ንገንዘብካ ዘተኣማምንን እናዓበየ ዝከይድን ፅኑዕ ኢንቨስትመንት እዩ።
ሐዚ ተሓወሱና
ኣካል እቲ ኣብ መፃኢ ለውጥን ዕቤትን ከም ዝህሉ ዝኣምን ማሕበረሰብ ኩን።ኢንቨስት ንእትገብርዎ ብኸመይ ውሑስ ከምዝኸዉን ዝበለፀ ሓበሬታ እንተደሊኹም ምሳና ተራኸቡ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብስልኪ ቑፅሪታት 0947-61-11-11/ 0948-16-00-00 ብቀጥታ ወይ ብ WhatsApp / Telegram ምድዋል ይከኣል፡፡
ወይ ድማ ናብ ቢሮና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል፡፡
ኣድራሻና፡ ሸባ ኮሌጅ ልዕል ኢልኻ ፊት ንፊት ፈታ ፋሽን ዝርከብ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ንርከብ፡፡
ኣብዞም ዝስዕቡ ማሕበራዊ ሚድያታትና ተኸታተሉና
Telegram፡ t.me/brightInvestors
Tiktok፡ tiktok.com/@brightinvestors1
Instagram፡ instagram.com/brightinvestorsrealestate
Website፡ thebrightinvestors.com
MobileappforAndroid፡ https://play.google.com/store/apps/details?id=branded.mc18930d3449b42eeb408242f2de64fa7.brightinvestors&pli=1
Mobile app for Apple፡ apps.apple.com/us/app/bright-investors/id6502937548
ብራይት ኢንቨስተርስ!
ብሩህ ኢንቨስትመንት ንብሩህ መፃኢ!



Comments