top of page

ዝሽየጥ መንበሪ ኣፓርትመንት

መቐለ

call us for price

Property Description

ኣብዚ ዘርፊ ናይ ዓመታት ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያታት ተሓጊዝና Luxury ዝበሃል ዘመናዊ፡ ኹሉ ዘማልአ ካብ ስቱድዮ ክሳብ በዓል 3 መደቀሲ ኣፓርትመንት ኣብ ምስራሕ ንርከብ። ቕድምያ ኽፍሊት 15% ጥራሕ  እዩ። ልዕሊ ኹሉ ድሌት ዓማዊልና ነማልእ። እዚ መንበሪ ኣፓርትመንት ንናብራ ምችው ኣየር ኣብ ዘለወሉ ከባቢ ስራዋት ካብ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝኸይድ ሰፊሕ ኣስፋልት ኣብ ጥቕኡ ዘሎ(ትሕቲ 100 ሜትሮ)፣ ናብ ዓዲ ሽንድሑን ዝውስድ ሰፊሕ ኣስፋልት(ትሕቲ 50 ሜትሮ)፣ ኢንዳስትርያል ፓርክ ኣብ ቐረባ፣ ንክተካርዮ ወይ ገስት ሃውስ ንክትገብሮ ዝምቹ ፣ ንክትነብረሉ ምችው፣ ፅባሕ ንክትሸጦ ብዙሕ ተትርፈሉ፣ ገስት ሃውስ ወይ Airbnb ክገብሮ ንዝደሊ ብራይት ኢንቨስተርስ ዝተማልአ ቴክኖሎጂ ስለዝጥቀም ሙሉእ ሓገዝ ንገብር።

Contact Agent

Property Details

Property Type

ኣፓርትመንት

Bedrooms

1

Bathrooms

Size

Floors

Year Built

Property Location

መቐለ

bottom of page