top of page


Search


ብተመጣጣኒ ዋጋ ይዓድጉ አትራፊ ይኹኑ!
ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት ሳይትና ኣብ ስራዋት ፊት ንፊት ቀዳማይ ወያነ ናይ ዕዳጋ ማእኸል ይርከብ! ካብ ስቱድዮ ጀሚሩ በዓል1፣ 2፣ 3መደቀሲ አብ ግራውንድ ናይ ንግዲ መደብር ዘለዎ ምዕሩግ ኣፓርታማ ናይ ንግዲ...
-
Apr 3, 20251 min read


-
Mar 29, 20250 min read


ኣብ ብራይት ኢንቨስተርስ ካብ ኣባይቲ ንላዕሊ ንሃንፅ!ማሕበረሰብ ንሃንፅ!
ብራይት ኢንቨሰተርስ ሓደ ገዛ ካብ ብሎኬትን ሓፂንን ንላዕሊ ከም ዝዀነ ኢና ንኣምን። ገዛ እተፅልለሉ፣ ወሊድኻ እተዕብየሉ፣ ምስ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ጉርብትና ፈጢርኻ እትዛመደሉ፣ ማሕበራዊ ሂወት ብሓባር እተሕልፈሉ መሰረት...
-
Mar 25, 20251 min read


መልእኽቲ ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት
እዚ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ብፅፈት እንሃንፆ ዘለና ናይ መጀመርታ ሳይትና ዘለዎ መንበርን ናይ ንግዲ ማእኸልን ውስን ስለዝኾነን ዝገበርናዮ ዋጋ ምንካይ እውን ንብዙሕ ግዜ ስለዘይፀንሕን ክትዕድጉ እትደልዩ ዓማዊልና...
-
Mar 18, 20251 min read
ገንዘብካ ካብ ቑጠባዊ ቅልዉላው ኣድሕኖ-ኣብ ሪል ‘ስቴት ኢንቨስት ግበሮ፡ናይ መፃኢ ናብራኻ ዝሓሸ ንክኸዉን ሐዚ ወስን !
ብሰንኪ እቲ ኣብ ዓድና እናወሰኸ ዝከይድ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልዉላው እቲ ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ክንኪ/ዋጋ ክስእን እንከሎ ምርኣይ የድኽመካ/የሐመካ ድዩ?እምበኣር ከስ ስጉምቲ ትወስደሉ ግዘ ሐዚ እዩ! ኣብቲ ኣብ መቐለ ዝርከብ...
-
Mar 15, 20251 min read


ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኣብ ትግራይ/መቐለ ኢንቨስት ምግባር ወይ ገዛ ምዕዳግ ስግኣት ኣለዎ ዶ?
መጀመርታ ትግራይ መሊኣ ናብ ቕድሚ 2013 ዝነበረቶ ሙሉእ ሰላም ክትምለስ ትምኒትና እዩ። ብምቕፃል ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ትግራይ ኢንቨስት ብምግባር ዓድና ዘይሃነፅና ደኣ መን ክሃንፃ? መን ስራሕ ብምፍጣር ነቲ ዘሎ...
-
Mar 8, 20251 min read


🏢 ሪል እስቴት ንምግዛእ ሓሲቦም መዓዝ ክውዳእ ዝብል ስግኣት ይህልዎም ዶ?
🔑 ብራይት ሪል እስቴት ናይዚ መፍትሒ ሒዙ መፂኡ ኣሎ! o አብ 2 ዓመትን 6 ወርሕን ምስ ሙሉእ ፊኒሺንግ ዝውዳእ o ናይ ኮንስትራክሽን ስርሑ ልዕሊ 10% ዝበፅሐ o ዘተኣማምን ዉዕሊ ዝፈራረሙሉ o ከይዲ...
-
Mar 4, 20251 min read


ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ዋጋ ምንካይ ተጠቀሚ ይኹኑ!
🏢ኣፓርትመንትና 👉 ንዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዘገልግል ቴራስ 👉 ዘመናዊ ሊፍት 👉 ማይ ከርሰ ምድሪ 👉 እኹል ፓርኪንግ 👉 ጋርቤጅ ሹተር 👉 ኣውቶማቲክ ጀነሬተርን ዘማለአ እዩ፡፡ ንዝበለፀ ሓበሬታ፡ ብ...
-
Feb 22, 20251 min read
ምስ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል ስቴት ደቨሎፕመንት ኣብ መቐለ ኢንቨስት ምግባር እንታይ ይረብሕ?
ኣብ ካብተን ማእኸል ኢኮኖምን ፖለቲካን ዝበሃላ ዓበይቲ ከተማታት ቕድሚት ትፅራሕን ብቕልጡፍ ብቕልጡፍ ትዓቢ ዘላን ከተማ ትርፋማ ዝኾነ ናይ ኢንቨስትመንት ዕድል ይደልዩ ‘ዶ? እምበኣር ከስ ብራይት ኢንቨስተርስ ኣብ ማእ...
-
Feb 16, 20251 min read


ንምንታይ ኢና ገንዘብና ኣብ ሪል እስቴት ኢንቨስት ንገብሮ ?
ሃፍትኹም ክተዕብይሉ እትኽእልሉ ኣብ ዓለም ቑፅሪ ሓደ ተመራፂ መንገዲ ኢንቨስትመንት ትደልዩ እንተኾይንኹም ኣብ ሪል እስቴት ኢንቨስት ግበሩ። ንምንታይ ሪል እስቴት ተመራፂ ይኸውን ፦ o ቀዋሚ ኣታዊ፦ ብክራይ ቀፃሊ...
-
Feb 15, 20251 min read
🏘ሰላም ክቡራት ዓማዊልና ብዛዕባ ብራይት ዝተወሰነ ሓበሬታ ክንህበኩም👇
ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት ብዓብዪ ቅናሽ ዘመናዊ ኣፓርትመንት (luxurious Apartment) ከምኡ’ውን ናይ ንግዲ ማእኸላት ንመሸጣ ኣቕሪብና ኢና፡፡ ሳይትና ኣብ ነፋሻማ ንምንባር ጥዑምን ተብሃግን ኣየር...
-
Feb 11, 20251 min read
35% ዝቐነሰ ዘመናዊ ገዛ ብምግዛእ በዓል ገዛ ናይ ምዃን ሕልሞም ጋህዲ ይግበሩ!
ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት ኣብ ከተማ መቐለ ንሓፂር ጊዜ ዝፀንሕ ፍሉይ ምንካይ ዋጋ ምግባሩ ብደስታ ንገልፅ ፡፡ ብ 10% ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ካብ 33 ካሬ ናይ ንግዲ ማእኸል ክሳብ 118 ካሬ...
-
Feb 8, 20251 min read


ኣብ ብሩህ መፃኢ ኢንቨስት ብምግባር መፃኢና ብሩህ ንግበር!
ኣብ ብሩህ መፃኢ ኢንቨስት ብምግባር መፃኢና ብሩህ ንግበር! ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት ሓደ ካብ’ቲ ኣዝዩ ንምንባር ተሃራፊ ዝኾነ ቦታታት መቐለ ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ምቹውነትን ምዕቡልን ቴክኖሎጂ ዘወሃሀደ ፕሮጀክት...
-
Feb 7, 20252 min read
ሓደሽቲ ሓበሬታታት ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ ሪል እስቴት
ካብ ዝነበረና ዋጋ ናይ ኣፓርትመንታትና ዓብይ ምንካይ ገይርና ኣለና። ብምኽንያት ምስ ካልኦት ኣሓት ድርጅታት ብምትሕብባርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኮንስትራክሽን ማተርያልስ ናብ ሳይትና ብበዝሒ ክነእቲ ብምክኣልናን እዩ፡፡...
-
Feb 1, 20251 min read


ናይ ገዛ ሕልምኹም ግሁድ ንምግባር ናብ ብራይት ኢንቨስትርስ ተፀንበሩ።
Bright Investors ሞባይል ኣፕ ዳውንሎድ ብምግባር ዘለውና ዘመናዊ ኣፓርትመንትታት ዋግኦምን ፅሬቶምን ርኢኹም ዓድጉ። ብሓገዝ ብራይት ኢንቨስተርስ ሞባይል ኣፕ፡ ገስት ሃውስ ጌርኹም ፅቡቕ ኣታዊ ትረኽብሉ፣...
-
Jan 20, 20251 min read


ርሑስ በዓል ጥምቀት!
ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ በዓል ገዛ ናይ ሙዃን ባህጎም ካብ ብራይት ኢንቨስተርስ ይርከቡ፡፡ ብራይት ኢንቨስተርስ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፍሉይ ቦታ ስራዋት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ናይ ንግድን መንበርን...
-
Jan 18, 20251 min read
ብራይት ኢንቨስትርስ ኣብ ስራሕቲ ሪል እስቴት ተፀሚዱ ኣሎ
https://youtu.be/ROzbEyQmHRo?si=n7eiHuLdXinYF3Cz
-
Jan 10, 20251 min read
🟥ነዚ ዕድል ተጠቐምሉ።ከየምልጠኩም - Bright Investors - ብራይት
https://youtu.be/X-gad5ymPRw?si=rdE-jPYQNyEMrtyC #RealEstateDevelopment #PropertyInvestment #LuxuryLiving #UrbanDevelopment #Construction...
-
Jan 7, 20251 min read


-
Jan 6, 20250 min read


እንኳዕ ንበዓል ልደት ኣብፀሓኩም!
ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ናይ ኣፓርታማ ዋጋ ምንካይ ተጠቃሚ ይኹኑ። ብራይት ኢንቨስተርስ ኣብ ዓወዲ ህንፀት ሪል ስቴት ዝሰርሕ ብፈተውቲ ዓዶም ዲያስፓራን ሰብ ሞያ ኮንስትራክሽንን ዝተመስረተ ትካል እዩ። በዓል ልደት...
-
Jan 5, 20251 min read
bottom of page